Channel: FaNus NetWork
Category: News & Politics
Description: ቅዋም ኤርትራ ካብ ዝጸድቕ 25 ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ ቡዙሕ ክትዓት ኣሎ። ነዚ ኣመልኪትና ምስ ዝተፈላለዩ ሰባት ቃለ መሕተት ከነካይድ ኢና። ንሎሚ እስማዒል ሙሳ ጋሻና እዩ። ቅዋም ኤርትራ ክብገስ እንከሎ ብጽቡቅ መንፈስ ኣይተበገስን። ኤርትራውያ ኣብ ራዕድን ፍርሕን እንከለው ዝተነድፈ ቅዋም እዩ። Interview with Ismael Mussa. #Eritreanews #constitution #IsmaelMussa